o
About Us
News Archives
Article Archives
Submit an Article
Talking Point
Kids Corner
Contact Us
Ministry of Information- Eritrea
People's Front for Democracy & Justice
Eritrean Canadian Association of Ontario
Eritrean Youth Association of Canada
Eritree (ecological support group)

Dimtsi is not responsible for the content of external internet sites

 

 

ዑዶት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዞባ ምዕራብ ካናዳ

Photo Gallery

     ቦኽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገረ ካናዳ ክቡር ኣምባሳደር ኣቶ ኣሕፈሮም ብርሃነ ካብ ዕለት 28/ሕዳር 2007 ጀሚሩ ዑደት የካይድ ኣሎ ፡ኣብዚ ዝተተቕሰ ዕለት ምስ ማሕበረኮም ኤረትራውያን ኣብ ከተማ ውንፐግኣኼባ ድሕሪ ምክያዱ ኣብ ዕለት 3ሕዳር 2007 ድማ  ኣብ ከተማ ርጃይና ስም ኩለን ሓለፍቲ ጉጅለታት ህ.ግ.ደ.ፍን ወከልቲ ኮንስላዊ ጉዳያትን ኣብ ዞባ ምዕራብ ካናዳ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ኩነታትናን መዳብ ፈስቲቫ 2008 ዞባ ምዕራብ ካናዳ ኣበይን ብኸመይን ኣገባብ ምድላዋት ክንገብረሉ ከም ዘሎና ብዝብል ብሰፈሕ ድሕሪ ምርድዳእ ብናይ ሓባር ነጥቢ ኣብ ክተማ ኤድመንቶን ከምዝብዓል ተወሲኑ ኣሎ፡

   ካብኡ ቀጺሉ ምስ ማሕበረኮም ኤረትራውያን ከተማ ርጃይና ኣኼብኡ ብዛዕባ ህሉውን መጻእን ኩነታት ኣመልኪቱ መግለጺታትን መብርህታትን ኣቕሪቡ፡ብተመሳሳሊ ድማ ብዕለት 4ሕዳር ምስ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሳስካቱን ሰፊሕን ውዕዉዕን ዝኾነ ክካየድ ውዒሉ፡ ኣዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉውን መጻእን ኩነታት ሃገርናን ከባቢ ዞባናን ኣመልኪቱ ሰፊሕን ብሩህን ዝኾነ መግለጺታትን መብርህታትን ድሕሪ ምቕራብ ካብ ህዝቢ ንዝቐረቡሉ ሕቶታት ድማ ኣዕጋብ ዝኾነ መልስታት  ብምቕራብ ብዓወት ኣኼብኡ ደምዲሙ፡ ብድሕሪኡ በቲ ማሕበረኮ ዝተዳለወሉ ናይ እቛዕ ብደሓን መጻእካ እትብል ህያብ ድሕሪ ምቕባሉ ኣብቲ  ናይ ሓባር  ድራር  እንግዶት ምስ ህዝቡ ብሓባር ድሕሪ ምድራር ናይ ዕላልን ጸወታታትን መደባት ክቕጽል ኣምስዩ፡

 

        ተኽለ  ኣስራት

          ከተማ ሳስካቱን ዞባ ምዕራብ ካናዳ ካናዳ

 

   ካብዚ ቀጺሉ ናይቲ ኣኼብ ስእላዊ መግለጺ

 

 

 

About Us | News Archives | Article Archives | Submit an Article | Kids Corner | Talking Point

 Home | Contac Us |© 2005 Dimtsi Eritrea News Services, All Rights Reserved